ብዛዕባና
ሃገራዊ ቢዝነስ ፖርታል፡ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ብምጥቃም ኣገደስቲ መንግስታዊ ኣገልግሎታት ብኣውቶማቲክ ብምስራሕ ኣብ ኢትዮጵያ ምቕሉልነት ንግዲ ዘመሓይሽ ኣገልግሎት ኢ-መንግስቲ ብሓደ መደበር ዝሰርሕ ፖርታል እዩ።
ንናይ ኦንላይን ትራንዛክሽን ኣገልግሎታት ናይ ሓባር መድረኽን ሓፈሻዊ መሳርሕታትን ንምሃብ ዝተዳለወ እዩ። እቲ ፖርታል ከም መድረኽ ዝጻወቶ ተራ፡ ብዛዕባ መንግስታዊ ኣገልግሎታት ከም ኣገባብ፡ ግዜን ወጻኢታትን ማእከላይ ሓበሬታ ምሃብ’ዩ።
እዚ መድረኽ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተበገሰ ኮይኑ፡ መንግስታዊ ኣገልግሎት ብኢንተርነት ዝያዳ ተበጻሒ ንምግባር፡ ወጻኢታት ትራንዛክሽን ንምንካይ፡ ንዜጋታት፡ ትካላት ንግዲ፡ ትካላትን ናይ ምምላስ ግዜ ንምምሕያሽ ዝዓለመ እዩ።
ርኸቡና።
ቁጽሪ ተሌፎን +(251)-11-1264994
ናይ ቤት ፅሕፈት ኣድራሻ: 2490 ኣብ ቀጽሪ ኣረጊት ህንጻ ኤርፓ፡ ክፍለ ከተማ ኣራዳ፡ ብድሕሪ ቤት ትምህርቲ ሊሲ ገ/ማርያም፡ መንገዲ ቸርችል፡ ኣዲስ ኣበባ፡ ኢትዮጵያ